እዮብ 30:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ናብቲ ዅሉ ህያው ዚራኸበሉ ቤት፡ናብ ሞት ከም እተውርደንስ እፈልጥ እየ። መዝሙር 49:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ዋላ ሓዲኦም ንሓዉ ኺብጀዎ፡ወይ በጃ ንኣምላኽ ኪህበሉ ዚኽእል የልቦን፣+ መዝሙር 49:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንዘለኣለም ኪነብር፡ ጕድጓድ* እውን ከይርእስ፡ እዚ ኺገብረሉ ዚኽእል የልቦን።+
7 ዋላ ሓዲኦም ንሓዉ ኺብጀዎ፡ወይ በጃ ንኣምላኽ ኪህበሉ ዚኽእል የልቦን፣+ መዝሙር 49:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንዘለኣለም ኪነብር፡ ጕድጓድ* እውን ከይርእስ፡ እዚ ኺገብረሉ ዚኽእል የልቦን።+