ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 18:35
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 35 ዋልታ ድሕነትካ ትህበኒ፡+

      የማነይትኻ ትድግፈኒ፡*

      ትሕትናኻ ኸኣ ተዕብየኒ።+

  • መዝሙር 138:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  6 የሆዋ ልዑል እኳ እንተ ዀነ፡ ንትሑት የስተብህለሉ፣+

      ንዕቡይ ግና ካብ ርሑቕ ጥራይ እዩ ዚፈልጦ።+

  • ኢሳይያስ 57:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 እቲ ልዑልን እቲ ኽብ ዝበለን፡

      እቲ ንዘለኣለም ዚነብር፡+ ስሙ ድማ ቅዱስ ዝዀነስ+ ከምዚ ይብል፦

      “ኣብ ልዑልን ቅዱስን ቦታ እየ ዝነብር፣+

      ግናኸ፡ መንፈስ ትሑታት ንምሕዳስ፡

      ልቢ እተደቝሱ ኸኣ ንምሕዳስ፡

      ምስቶም እተደቝሱን ትሑት ዝመንፈሶምን እውን እነብር እየ።+

  • ኢሳይያስ 66:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 “ኢደይ እያ ነዚ ዅሉ ዝገበረቶ፣

      በዚ ኸምዚ ድማ እዩ እዚ ዅሉ ዀይኑ” ይብል የሆዋ።+

      “ግናኸ፡ ናብዚ፡

      ናብዚ ትሑትን ስቡር ዝመንፈሱን ብቓለይ ራዕራዕ ዚብልን* ክጥምት እየ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ