ሚልክያስ 3:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ሽዑ፡ እቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎ ንሓድሕዶም፡ ነፍሲ ወከፍ ምስ ብጻዩ፡ ተዛራረቡ፣ የሆዋ ኸኣ ኣቕለበን ሰምዐን። ነቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎን ነቶም ንስሙ ዜስተንትኑሉን*+ ድማ መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።+
16 ሽዑ፡ እቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎ ንሓድሕዶም፡ ነፍሲ ወከፍ ምስ ብጻዩ፡ ተዛራረቡ፣ የሆዋ ኸኣ ኣቕለበን ሰምዐን። ነቶም ንየሆዋ ዚፈርህዎን ነቶም ንስሙ ዜስተንትኑሉን*+ ድማ መጽሓፍ መዘከርታ ኣብ ቅድሚኡ ተጻሕፈ።+