ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 8:27
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 “ግናኸ፡ ብሓቂዶ ኣምላኽ ኣብ ምድሪ ይነብር እዩ፧+ እንሆ፡ ሰማያት፡ እወ ሰማየ ሰማያት ኪሕዙኻ ኣይክእሉን እዮም፣+ እዛ ኣነ ዝሃነጽክዋ ቤት ግዳ ኽንደይ ዘይትንእስ!+

  • 1 ዜና መዋእል 29:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ኦ የሆዋ፡ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ ዅሉ ናትካ እዩ እሞ፡+ ዕቤትን+ ሓይልን+ ጽባቐን ግርማን ክብርን ናትካ እዩ።+ ኦ የሆዋ፡ እታ መንግስቲ ናትካ እያ።+ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ኸም ርእሲ ልዕል ዝበልካ ንስኻ ኢኻ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ