መዝሙር 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣነ ግና ሳላ እቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ዓብዪ ፍቕርኻ፡+ ናብ ቤትካ ኽኣቱ፡+ብፍርሃት* ድማ ናብ ቅድስቲ መቕደስካ ኣቢለ ኽሰግድ እየ።+