መዝሙር 143:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኦ የሆዋ፡ ብርታዐይ* ተወዲኡ እዩ እሞ፡+ቀልጢፍካ መልሰለይ።+ ገጽካ ኣይትኸውለለይ፣+እንተ ዘይኰነስ፡ ከምቶም ናብ ጕድጓድ* ዚወርዱ ክኸውን እየ።+