ኤርምያስ 25:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “‘ግናኸ፡ እተን 70 ዓመት ምስ ተፈጸማ፡+ ንንጉስ ባቢሎንን ነቲ ህዝቢ እትን ብስሕተቶም ተሓተትቲ ኽገብሮም* እየ’+ ይብል የሆዋ፡ ‘ንምድሪ ከለዳውያን ድማ ንሓዋሩ ባድም ክገብራ እየ።+
12 “‘ግናኸ፡ እተን 70 ዓመት ምስ ተፈጸማ፡+ ንንጉስ ባቢሎንን ነቲ ህዝቢ እትን ብስሕተቶም ተሓተትቲ ኽገብሮም* እየ’+ ይብል የሆዋ፡ ‘ንምድሪ ከለዳውያን ድማ ንሓዋሩ ባድም ክገብራ እየ።+