ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘካርያስ 7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘካርያስ—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ኻብ ልቢ ዘይኰነ ጾም ይዅንን (1-14)

        • “ብሓቂዶ ንዓይ ኢኹም ጾይምኩምለይ፧” (5)

        • ‘ንሓድሕድኩም ፍትሒ ግበሩ፡ ብተኣማንነት ተፋቐሩ፡ ተምሓሓሩ።’ (9)

ዘካርያስ 7:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ15 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 6:14፣ ዘካ 1:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1518፡ 1604

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 29

ዘካርያስ 7:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገጽ የሆዋ ኼፈሽሕዉ።”

ዘካርያስ 7:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መቕደስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:8-10፣ ኤር 52:12-14

ዘካርያስ 7:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 41:1, 2
  • +ኤር 25:11፣ ዘካ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/1996፡ ገጽ 5

ዘካርያስ 7:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:15

ዘካርያስ 7:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 21:3፣ ኤር 21:12
  • +ምሳ 16:6፣ ሆሴ 10:12፣ ሚክ 6:8

ዘካርያስ 7:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣቦ ንዘይብሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 22:22፣ ዘዳ 24:17፣ ኢሳ 1:17
  • +ዘጸ 23:9፣ ሚል 3:5
  • +ምሳ 22:22
  • +ዘካ 8:17

ዘካርያስ 7:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 33:10፣ ኤር 6:10
  • +ነህ 9:29
  • +2ነገ 17:13, 14፣ ኢሳ 6:10፣ ኤር 25:7

ዘካርያስ 7:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተሪር እምኒ፡” ከም እምኒ መብረድ ዝበለ ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ትምህርትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 3:7
  • +ነህ 9:30፣ ግብ 7:51
  • +2ዜና 36:15, 16፣ ኤር 21:5

ዘካርያስ 7:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንሱ ምስ ጸውዐ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 50:2
  • +ኢሳ 1:15፣ ድጕ 3:44

ዘካርያስ 7:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:64፣ ኤር 5:15
  • +ዘሌ 26:22, 33፣ 2ዜና 36:20, 21

ሓፈሻዊ

ዘካ. 7:1እዝ 6:14፣ ዘካ 1:1
ዘካ. 7:32ነገ 25:8-10፣ ኤር 52:12-14
ዘካ. 7:5ኤር 41:1, 2
ዘካ. 7:5ኤር 25:11፣ ዘካ 1:12
ዘካ. 7:72ዜና 36:15
ዘካ. 7:9ምሳ 21:3፣ ኤር 21:12
ዘካ. 7:9ምሳ 16:6፣ ሆሴ 10:12፣ ሚክ 6:8
ዘካ. 7:10ዘጸ 22:22፣ ዘዳ 24:17፣ ኢሳ 1:17
ዘካ. 7:10ዘጸ 23:9፣ ሚል 3:5
ዘካ. 7:10ምሳ 22:22
ዘካ. 7:10ዘካ 8:17
ዘካ. 7:112ዜና 33:10፣ ኤር 6:10
ዘካ. 7:11ነህ 9:29
ዘካ. 7:112ነገ 17:13, 14፣ ኢሳ 6:10፣ ኤር 25:7
ዘካ. 7:12ህዝ 3:7
ዘካ. 7:12ነህ 9:30፣ ግብ 7:51
ዘካ. 7:122ዜና 36:15, 16፣ ኤር 21:5
ዘካ. 7:13ኢሳ 50:2
ዘካ. 7:13ኢሳ 1:15፣ ድጕ 3:44
ዘካ. 7:14ዘዳ 28:64፣ ኤር 5:15
ዘካ. 7:14ዘሌ 26:22, 33፣ 2ዜና 36:20, 21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘካርያስ 7:1-14

ዘካርያስ

7 ኣብ ራብዐይቲ ዓመት ንጉስ ዳርዮስ፡ ኣብ ራብዐይቲ መዓልቲ እታ ታሽዐይቲ ወርሒ፡ ማለት ኣብ ወርሒ ከስለው፡* ቃል የሆዋ ናብ ዘካርያስ+ መጸ። 2 ህዝቢ ቤት-ኤል ከኣ ሞገስ የሆዋ ኺልምኑ* ኢሎም ንሻሬጽርን ንረገም-ሜሌክን ንሰቡን ለኣኽዎም፣ 3 ንዓታቶም ድማ ንኻህናት ቤት* የሆዋ ጐይታ ሰራዊትን ንነብያትን፡ “ከምቲ ንብዙሕ ዓመታት ዝገበርክዎ፡ ኣብ ሓምሸይቲ ወርሒ+ ኽበክን ካብ ምግቢ ኽሕረምንዶ፧” ኪብልዎም ለኣኽዎም።

4 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከም ብሓድሽ መጸኒ፦ 5 “ንዅሉ ህዝቢ እታ ምድርን ንኻህናትን ከምዚ በሎም፦ ‘ኣብ ሓምሸይቲ ወርሕን ኣብ ሻውዐይቲ ወርሕን+ ን70 ዓመት+ ኣብ እትጾሙሉን ዋይዋይ ኣብ እትብሉሉን ዝነበርኩም እዋን፡ ብሓቂዶ ንዓይ ኢኹም ጾይምኩምለይ፧ 6 ኣብ እትበልዑሉን እትሰትዩሉን ዝነበርኩም እዋንከ፡ ንርእስኹም ደይኰንኩምን እትበልዑን እትሰትዩን ዝነበርኩም፧ 7 ነቲ ኣብ የሩሳሌምን ኣብተን ኣብ ዙርያኣ ዝነበራ ኸተማታታን ብሰላም ነባሪ ኣብ ዝነበረለንን ኣብ ነጌብን ሼፈላን ነባሪ ኣብ ዝነበረሉን እዋን የሆዋ በቶም ቀዳሞት ነብያት ኣቢሉ ዝኣወጆ ቓልዶ ኽትእዘዙ ኣይግብኣኩምን፧’”+

8 ከምዚ ዚብል ቃል የሆዋ ኸም ብሓድሽ ንዘካርያስ መጾ፦ 9 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ ‘ብናይ ሓቂ ፍትሒ ፍረዱ፣+ ንሓድሕድኩም ከኣ ብተኣማንነት ተፋቐሩን+ ተምሓሓሩን። 10 ንመበለት ወይ ንዘኽታም፡*+ ንጓና+ ወይ ንድኻ+ ኣይትዓምጹ፣ ብልብኹም ድማ ሓደ ነቲ ሓደ እከይ ኣይሕሰበሉ።’+ 11 ንሳቶም ግና ምቕላብ ኣብዮም፡+ ብንቕጽና ኸኣ ዝባኖም መሊሶም፡+ ከይሰምዑ እውን ኣእዛኖም ደፊኖም።+ 12 ልቦም ከም ኣልማዝ*+ ገይሮም፣ ነቲ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ብመንፈሱ ገይሩ በቶም ቀዳሞት ነብያቱ ዝሰደዶ ሕግን* ቃላትን ኣይተኣዘዙን።+ ስለዚ፡ ካብ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዓብዪ ቝጥዓ መጺእዎም።”+

13 “‘ከምቲ ኣነ ምስ ጸዋዕኩ* ዘይሰምዑ፡+ ንሳቶም ምስ ጸውዑ እውን ኣይሰምዖምን እየ’+ ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። 14 ‘ኣብ ዘይፈልጥዎም ኵሎም ኣህዛብ ከኣ ብህቦብላ ንፋስ ፋሕ ኣቢለዮም፣+ ነታ ተባሃጊት ምድሪ ናብ መሰክሒ ለዊጦምዋ እዮም እሞ፡ ብድሕሪኦም እታ ምድሪ ብእኣ ዚሓልፍ ኰነ ዚምለስ ዘይብላ ባድም ኰይና ተሪፋ ነይራ።’”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ