ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/14 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 3/14 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ መጋቢትን ሚያዝያን፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። ግንቦትን ሰነን፦ ትራክትታት።

◼ በዓል ዝኽሪ፡ ሰኑይ 14 ሚያዝያ 2014 ኪብዓል እዩ። ጉባኤኹም ሰኑይ ኣኼባ እንተ ኣልዩዋ፡ እቲ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ናጻ ኣብ ዚዀነሉ ኻልእ መዓልቲ ኪቕየር ኣለዎ። ኣኼባ ኣገልግሎት ኪስረዝ እንተ ኣልይዎ፡ እቲ ኣተሓባባሪ ኣካል ሽማግለታት ንጉባኤኹም ብፍላይ ዚጠቅም ክፍልታት ኣብታ ወርሒ እቲኣ ንኺውሰድ ምትዕርራያት ኪገብር ይኽእል እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ