ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መጋቢት ገጽ 2
  • 6-12 መጋቢት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 6-12 መጋቢት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መጋቢት ገጽ 2

6-12 መጋቢት

ኤርምያስ 1-4

  • መዝሙር 7ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ከድሕነካስ ኣነ ምሳኻ እየ”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ኤርምያስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ኤር 1:6—ኤርምያስ ሓድሽ መዝነት ንምቕባል ዘይበቅዕ ኰይኑ ተሰምዖ (w11 15/3 29 ¶4)

    • ኤር 1:7-10, 17-19—የሆዋ ንኤርምያስ ኬበርትዖን ኪሕግዞን ቃል ኣተወ (w05 15/12 24 ¶18፣ jr 88 ¶14-15)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 2:13, 18—እቶም ዘይእሙናት እስራኤላውያን እንታይ ክልተ ኽፉእ ነገራት ገበሩ፧ (w07 15/3 10 ¶1)

    • ኤር 4:10—የሆዋ ንህዝቡ ‘ዘታለሎም’ ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/3 9 ¶4)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 4:1-10

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 18

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (7 ደቒቕ) ኣብ መጋቢት ነታ ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • 18 መጋቢት ዚጅምር ወፈራ በዓል ዝኽሪ፦ (8 ደቒቕ) ኣብ ናይ ለካቲት 2016 ህይወትን ኣገልግሎትን ደብተር ኣኼባ ኣብ ገጽ 8 እተመስረተ ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ መደረ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ ሓሓንቲ ቕዳሕ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ኸም ዚዕደል ግበር፣ ድሕሪኡ ነቲ ትሕዝቶኣ ተመያየጡሉ። ክሊ እታ ጉባኤ ንምሽፋን እተገብረ ምድላዋት ድማ ግለጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 1-11፡ “እቲ ብግዜ ኤልያስ ዝነበረ ደርቂ ንኽንደይ ዚኸውን ግዜ እዩ ጸኒሑ፧” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 98ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ