ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 12
  • የሆዋ ዓብዪ ኣምላኽ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ዓብዪ ኣምላኽ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንየሆዋ ኽብሪ ሃብዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ንየሆዋ ኣምላኽና ወድስዎ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ሓድሽ መዝሙር
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 12

መዝሙር 12

የሆዋ ዓብዪ ኣምላኽ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ዘጸኣት 34:6, 7)

  1. 1. ዓብዪ ኣምላኽና፡ ስምካ የሆዋ፡

    ብሓይሊ ዀነ ጥበብ

    መዳርግቲ ዘይብልካ፣

    ፈቃር፡ ፍትሓዊ፡ ሰናይ ኢኻ’ሞ፡

    ውዳሰና ይብጻሕካ።

  2. 2. ኣየ ለውሃትካ ኽንደይ ይጥዕም!

    ሓመድ’ኳ ኽነስና፡

    ኵሉ ሳዕ ትሓልየልና፣

    ትሕብሕበና፡ ተስተምህረና፡

    ትሰምዖ’ውን ጸሎትና።

  3. 3. ሰማይን ምድርን ይዝምሩልካ።

    ልዕል ነብለካ’ና

    ድምጽና ዓው ኣቢልና።

    ዓብዪ ኣምላኽና፡ ስምካ የሆዋ፡

    ተቐበል ውዳሰና።

(ዘዳ. 32:4፣ ምሳ. 16:12፣ ማቴ. 6:10፣ ራእ. 4:11 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ