ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CA-brpgm18 ገጽ 3-4
  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ
  • መደብ ኣኼባ ወረዳ 2017-2018—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር (CA-brpgm18)
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • ሕጊ ክርስቶስ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ብሕጊ ክርስቶስ ምንባር
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ኣብ ትሕቲ ዓሰርተ ትእዛዛት ዲና፧
    ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ወረዳ 2017-2018—ምስ ተወካሊ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር (CA-brpgm18)
CA-brpgm18 ገጽ 3-4

መልሲ እዚ ሕቶታት እዚ ድለ፦

  1. “ሕጊ ክርስቶስ” እንታይ እዩ፧ (ገላ. 6:2)

  2. ሰባት ኣብ ዘይርእዩና እዋን፡ ሕጊ ክርስቶስ ክንፍጽም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (1 ቈረ. 10:31)

  3. ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ሕጊ ክርስቶስ ክንፍጽም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ሉቃ. 16:10፣ ማቴ. 22:39፣ ግብ. 20:35)

  4. ሕጊ ክርስቶስ ካብ ሕጊ ሙሴ ዚበልጽ ብኸመይ እዩ፧ (1 ጴጥ. 2:16)

  5. ሰብ ሓዳርን ወለድን ኣብ ስድራ ቤቶም ሕጊ ክርስቶስ ኪፍጽሙ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ (ኤፌ. 5:22, 23, 25፣ እብ. 5:13, 14)

  6. ኣብ ቤት ትምህርቲ፡ ሕጊ ክርስቶስ ክትፍጽሙ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧ (መዝ. 1:1-3፣ ዮሃ. 17:14)

  7. ከምቲ የሱስ ዘፍቀረና፡ ንኻልኦት ከነፍቅር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ (ገላ. 6:1-5, 10)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ