ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 160
  • “ብስራት”!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ብስራት”!
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ሰናይ ምብሳር’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • ስለ ወዱ ንያህ ወድሱ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንዅሎም ሰባት ዜድልዮም ብስራት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ይስበኽ ኣሎ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 160

መዝሙር 160

“ብስራት”!

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ሉቃስ 2:10)

  1. 1. ‘ኣብ ላዕሊ ይኹን ክብሪ፡’

    ስምዒ ኦ ምድሪ፡

    ተወሊዱ ግሩም መኻሪ፣

    መድሓኒ ሰባት፡

    ተስፋ ንሕዙናት!

    (ኣዝማች)

    ጥዑም ብስራት፡

    ኣምላኽ ልኢኹ

    ብርሃን ንዓለም!

    ነዚ ብስራት፡

    ንንገር ንዅሎም!

    እወ፡ ብስራት!

    ዚህብ ተስፋ፡ ህይወት።

  2. 2. ኪመልእ’ዩ ግዝኣቱ፡

    ሓጐስ ምስ ሰላም፣

    ሳላኡ’ዩ ህይወት ዘልኣለም።

    ፈታዊ ሓቂ፣

    ዚፈርድ ብጽድቂ።

    (ኣዝማች)

    ጥዑም ብስራት፡

    ኣምላኽ ልኢኹ

    ብርሃን ንዓለም!

    ነዚ ብስራት፡

    ንንገር ንዅሎም!

    እወ፡ ብስራት!

    ዚህብ ተስፋ፡ ህይወት።

    (ኣዝማች)

    ጥዑም ብስራት፡

    ኣምላኽ ልኢኹ

    ብርሃን ንዓለም!

    ነዚ ብስራት፡

    ንንገር ንዅሎም!

    እወ፡ ብስራት!

    ዚህብ ተስፋ፡ ህይወት።

(ማቴ. 24:14፣ ዮሃ. 8:12፣ 14:6፣ ኢሳ. 32:1፣ 61:2 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ