ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሚያዝያ ገጽ 6
  • መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት፡ ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
  • ንየሆዋ ተጸበዮ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • “ናይ ኣምላኽ መገዲ ህይወት” ናይ 1998 ኣውራጃውን ኣህጉራውን ኣኼባታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
  • ብመንፈስ እንምገበሉን እንሕጐሰሉን ኣጋጣሚ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
  • መንፈሳዊ በረኸት ዚርከበለን ሰለስተ መዓልትታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሚያዝያ ገጽ 6

ክርስትያናዊ ህይወት

መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ

ልክዕ ከም ኣብ ካልእ እዋናት፡ ኣብ ወቕቲ ኣኼባ ዞባ እውን በታ ንየሆዋን ንብጻይናን ዘላትና ፍቕሪ ኽንምራሕ ኢና እንደሊ። (ማቴ 22:37-39) ቀዳማይ ቈረንቶስ 13:4-8 ነታ ብግብሪ እትርአ ፍቕሪ ኸምዚ ብምባል ትገልጻ፦ “ፍቕሪ ዓቃልን ለዋህን እያ። ፍቕሪ . . . ስዲ ኣይኰነትን፡ ጥቕሚ ርእሳ ኣይትደልን፡ ኣይትቝጣዕን . . . ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ።” ነታ መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ ዘርእስታ ቪድዮ ኽትርእያ ኸለኻ፡ ኣብ ኣኼባ ዞባ ንኻልኦት ፍቕሪ ኸተርኢ ብዛዕባ እትኽእለሉ መገድታት ሕሰብ።

ኣብዚ ዚስዕብ መዳያት፡ ፍቕሪ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • ኮፍ መበሊ ኽንሕዝ ከለና

    ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት፡ ኣብ ኣኼባ ዞባ ኣብ መንጎኦም ጥርሑ ቦታ ኸይሓደጉ ሓቢሮም ኮፍ ይብሉ
  • መደብ ሙዚቃ ኺጅምር ምስ ቀረበ

    ናይ የሆዋ መሰኻኽር እቲ መደብ ቅድሚ ምጅማሩ ንዘሎ መደብ ሙዚቃ ኾፍ ኢሎም ይሰምዑ
  • ኣኼባ ዞባ ኣብ ዚግበረላ ኸተማ መዕረፍ ኣጋይሽ ክንሕዝ ከለና

    ሓንቲ ስድራ ቤት ናብ ሆቴል ትኣቱ
  • ወለንተኛታት ብምዃን

    ኣኼባ ዞባ ዚግበረሉ ቦታ
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ