ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 35-38
ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ድሕሪ ሓጺር እዋን ኪጠፍእ እዩ
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ቅድሚ ምጥፋኡን ድሕሪ ምጥፋኡን ብዛዕባ ዚህሉ ፍጻመታት ይገልጽ።
እቲ ብርቱዕ ጸበባ ብናይ መን ጥፍኣት እዩ ዚጅምር፧
ህዝቢ የሆዋ ብመን እዮም ዚጥቅዑ፧
የሆዋ ንጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ኣበየናይ ውግእ እዩ ዜጥፍኦ፧
ክርስቶስ ንኽንደይ ዓመት እዩ ዚገዝእ፧
ነቲ ጎግ ብዓል ሃገር ማጎግ ዚፍንዎ መጥቃዕቲ ብመንፈሳዊ መዳይ ክዳለወሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧