ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኦብድያ 1–ዮናስ 4 ካብ ጌጋታትካ ተምሃር እቲ ብዛዕባ ዮናስ ዚገልጽ ጸብጻብ ከም ዚሕብሮ፡ የሆዋ ኽንጋገ ኸለና፡ ብኣና ተስፋ ኣይቈርጽን እዩ። የግዳስ፡ ካብ ጌጋታትና ኽንምሃርን ኣድላይ ለውጢ ኽንገብርን ይጽበየና እዩ። ዮና 1:3 ዮናስ ካብ የሆዋ ዕዮ ምስ ተዋህቦ እንታይ ጌጋ እዩ ዝገበረ፧ ዮና 2:1-10 ዮናስ ብዛዕባ እንታይ እዩ ዝጸለየ፧ የሆዋኸ እንታይ ምላሽ ሃቦ፧ ዮና 3:1-3 ዮናስ ካብ ጌጋታቱ እተማህረ ብኸመይ እዩ፧