ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ነሓሰ ገጽ 4
  • “ሽማግለታት ክትሸይም”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ሽማግለታት ክትሸይም”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ብቲኦክራሲያዊ መገዲ ዝሽየሙ ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • ክርስትያናዊት ጉባኤ ብኸመይ እያ ተወዲባ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ነተን መጓሰ ዚጓስዩ ሓለውቲ
    ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተወደበ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ነሓሰ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ቲቶስ 1–ፊልሞን

“ሽማግለታት ክትሸይም”

ቲቶ 1:5-9

ቲቶስ ኣብታ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረት ክርስትያናዊት ጉባኤ ምስ ዝነበሩ እተወሰኑ ኣሕዋት ይራኸብ

ቲቶስ ‘ኣብ ከከተማኡ ሽማግለታት ኪሸይም’ ተመዚዙ ነበረ። ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ሓለውቲ ወረዳ ኣብ ጉባኤ ሽማግለታት ኪሸሙ ኸለዉ፡ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሱ ዘሎ ኣሰራርሓ እዮም ዚስዕቡ።

ኣመሓዳሪ ኣካል

ኣመሓዳሪ ኣካል ነቲ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበረ መስርሕ ብምስዓብ፡ ንሓለውቲ ወረዳ፡ ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን ኪሸሙ ኸቢድ ሓላፍነት ብሓደራ ሂብዎም።

ኣብ ታሕቲ ዘሎ ቐስቲ

ሓላውቲ ወረዳ

ነፍሲ ወከፍ ሓላው ወረዳ ነቶም ብሽማግለታት ዝቐረቡሉ ሕጹያት ብጥንቃቐን ብጸሎትን ምስ ሓሰበሉ፡ ድሕሪኡ ነቶም ብቑዓት ዝዀነ ይሸሞም።

ኣብ ታሕቲ ዘሎ ቐስቲ

እተሸሙ ሽማግለታት

ሽማግለታት ምስ ተሸሙ እውን ከይተረፈ፡ ነቲ ቕዱስ ጽሑፋዊ ብቕዓታት ንምምላእ ብቐጻሊ ኺጽዕሩ ይግብኦም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ