ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 መስከረም ገጽ 3
  • “ጽላሎት እቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገራት”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ጽላሎት እቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገራት”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ማሕደር ዚርከብ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገር
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ነቲ ኣብ መንፈሳዊት ቤተ መቕደስ የሆዋ ናይ ምምላኽ ፍሉይ መሰልካ ኣኽቢርካ ርኣዮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ንኣምልኾ ዚኸውን ማሕደር
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • የሆዋ ‘ምእንቲ ብዙሓት ዚሓልፍ በጃ’ ኣዳለወ
    ንየሆዋ ቕረቦ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 መስከረም ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እብራውያን 9-10

“ጽላሎት እቲ ዚመጽእ ሰናይ ነገራት”

9:12-14, 24-26፣ 10:1-4, 19, 20

እቲ ማሕደር፡ ጽላሎት እቲ ኣምላኽ በቲ በጃ ኣቢሉ ንሓጢኣት ደቂ ሰብ ንምትዕራቕ ዝገበሮ መሰናድዎ እዩ። ነዚ ስዒቡ ዘሎ ኣርባዕተ መዳይ እቲ ማሕደር ምስቲ ጽላሎት ዝዀኖ ኣዛምዶ።

ንውሽጣዊ እቲ ማሕደር ዜርኢ ስእሊ
  1. መጋረጃ

  2. ንደም እቲ መስዋእቲ ዝዀነ እንስሳ ኣብ ቅድሚ ታቦት ምንጻግ

  3. ቅድስተ ቕዱሳን

  4. ሊቀ ኻህናት

  • የሱስ

  • ሰማይ

  • ዋጋ እቲ በጃ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ምቕራብ

  • ስጋ ክርስቶስ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ