ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ጥሪ ገጽ 10
  • ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዳዊትን ሳኦልን
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ‘ምእዛዝ ካብ መስዋእቲ ይበልጽ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ዳዊት ክሃድም እተገደደሉ ምኽንያት
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • 1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ጥሪ ገጽ 10
ስእልታት፦ 1. ንጉስ ሳኦል ብትዕቢት ኣብ መሰውኢ መስዋእቲ የቕርብ። 2. ዳዊት ነቲ ሓደ ኻብ ወተሃደራቱ ዝሃቦ ማይ ምስታይ ይኣቢ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል

ሳኦል ስለ ዘይተኣዘዘ፡ የሆዋ ንዒቕዎ (1ዜና 10:13, 14)

የሆዋ ንዳዊት ኣብ ክንዲ ሳኦል ኪነግስ ሓርይዎ (1ዜና 11:3)

ዳዊት ዘይከም ሳኦል ብሕግታትን ስርዓታትን የሆዋ ኺምራሕ ፈቒዱ (1ዜና 11:15-19፣ w12 15/11 6 ¶12-13)

ዳዊት ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ይፈቱ ነይሩ። (መዝ 40:8) ንሕና እውን ቅኑዕ ዘበለ ንምግባር ኣረኣእያ የሆዋ ብምስዓብ ተመሳሳሊ ባህጊ ኸነማዕብል ንኽእል ኢና።—መዝ 25:4፣ w18.06 17 ¶5-6።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ