ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 7
  • ንናይ ጕልበት ስራሕ ከም ዜሕስረካ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንናይ ጕልበት ስራሕ ከም ዜሕስረካ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2019
  • ነህምያ ኸገልግል እምበር፡ ኪግልገል ኣይደለየን
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ብምሉእ ልብኻ ንየሆዋ ስዓቦ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 7
እስራኤላውያን ሰብኡትን ኣንስትን ብትግሃት ኣብ ዳግም ህንጸት መካበብያ የሩሳሌም ይሳተፉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንናይ ጕልበት ስራሕ ከም ዜሕስረካ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧

እቲ ሊቀ ኻህናትን ኣሕዋቱን፡ ዳግመ ህንጸት መካበብያ የሩሳሌም ኣገዳሲ ኸም ዝዀነ ገይሮም እዮም ርእዮምዎ (ነህ 3:1)

ገሊኦም ምርኡያት ሰብኡት፡ ኣብ ዕዮ ጽገና ንምስታፍ ርእሶም ኣየትሓቱን (ነህ 3:5፣ w06 1/2 10 ¶1)

እሙናት ኣንስቲ ኣብቲ ኣጸጋምን ሓደገኛን ዕዮ ኺሳተፋ ፍቓደኛታት ነይረን (ነህ 3:12፣ w19.10 23 ¶11)

ኣብ ጉባኤ ዚዕየ መብዛሕትኡ ንጥፈታት፡ ናይ ጕልበት ወይ ብዙሓት ሰባት ዘይርእይዎ ዕዮ ዜጠቓልል እዩ።—w04 1/8 18 ¶16።

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ምእንቲ እቲ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኢለ ኸምዚ ዝኣመሰለ ዕዮ ኺዓዪ ኸመይ ይስምዓኒ፧’—1ቈረ 9:23።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ