ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb23 ሓምለ ገጽ 15
  • ብተኣማንነት ንእትርአ ፍቕሪ የሆዋ ቕድሓያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብተኣማንነት ንእትርአ ፍቕሪ የሆዋ ቕድሓያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሪ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2021
  • የሆዋ ብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕሪ ደስ ይብሎ—ንስኻኸ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ፍቕሪ ኣምላኽ ንዘለኣለም ይነብር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2025
  • ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2023
mwb23 ሓምለ ገጽ 15

ክርስትያናዊ ህይወት

ብተኣማንነት ንእትርአ ፍቕሪ የሆዋ ቕድሓያ

የሆዋ ዓብዪ ኣብነት ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ እዩ። (መዝ 103:11) እዛ ፍቕሪ እዚኣ ግዝያዊትን ላዕለ ላዕሉ እትርአን ኣይኰነትን። ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ ዓሙቝን ነባሪ ርክብን የጠቓልል እዩ። የሆዋ ነዛ ባህርይ እዚኣ ምስ ህዝቢ እስራኤል ብብዙሕ መገዲ ኣርእዩዋ እዩ። ንዓታቶም ካብ ባርነት ግብጺ ሓራ ኣውጺኡ ናብ ምድሪ ተስፋ ኣእትይዎም እዩ። (መዝ 105:42-44) ምእንታኦም ተዋጊኡ፡ ኪሓጥኡ ኸለዉ ኸኣ ብተደጋጋሚ ይቕረ ኢሉሎም እዩ። (መዝ 107:19, 20) ‘ብተኣማንነት ንዚርአ ፍቕሪ የሆዋ ተጠንቂቕና ምስ እንሓስበሉ’ ኽንቀድሖ ንድረኽ ኢና።—መዝ 107:43።

ስእልታት፦ “ብተኣማንነት ንዚርአ ፍቕሪ የሆዋ ተጠንቂቕካ ሕሰቦ” ኻብ ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ። 1. ሓውና ካፕራ ምስ ሓደ ሓው ኰይኖም ንሓንቲ ሓብቲ ኣብ ገዝኣ ይበጽሕዋ። 2. ሓውና ካፕራ ምስ ካልኦት ኣሕዋት ኣብ ሓንቲ ሸላ ተኣሲሮም፡ ንሓደ ሓሚሙ ኣብ ዓራት ዝደቀሰ ሓው ምግቢ ይህብዎ።

ነታ ‘ብተኣማንነት ንዚርአ ፍቕሪ የሆዋ ተጠንቂቕካ ሕሰቦ’ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ብተኣማንነት ንዚርአ ፍቕሪ በየናይ መገድታት ከነርኢ ንኽእል፧

  • ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕሪ መስዋእቲ ምኽፋል ዚሓትት ስለምንታይ ኢና፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ