እግረ ጽሑፍ
a ብሞባይል ዚለኣኽ ብዕሉግ ነገራት፡ ምስ ጾታዊ ነገራት ዚተሓሓዝ ንጹር መልእኽትታት፡ ስእልታት፡ ወይ ቪድዮታት የጠቓልል። ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ናብቲ jw.org ዚብሃል ወብ ሳይት ኣቲኻ፡ ነታ፡ “Young People Ask—What Should I Know About Sexting?” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።—ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ።