እግረ ጽሑፍ a እታ ኣብ ናይ 1 ነሓሰ 1993 ግምቢ ዘብዐኛ ዝወጸት “ርክብ–ካብ ምዝራብ ንላዕሊ” እትብል ኣርእስቲ ሰብ ሓዳር ኣብዚ መዳይ እዚ ዘለዎም ሽግር ብኸመይ ከም ዝዋጽእሉ ተብርህ ።