ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ዘ ኢንተርናሽናል ስታንዳርድ ባይብል ኤንሳይክሎፔድያ “ደቂ ኣንስትዮ ምስ ደቂ ተባዕትዮ ኣጋይሽ ኣይበልዓን: ከምኡውን ሰብኡት ምስ ደቂ ኣንስትዮ ክዛረቡ ኣይተባብዑን ኢዮም ነይሮም። . . . ብፍላይ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምስ ሰበይቲ ምዝራብ ኣጸያፊ ኢዩ ነይሩ” ብምባል ይገልጽ። እቲ ካብ ናይ ራቢ ትምህርትታት እተኣከበ ናይ ኣይሁድ ሚሽናህ “ምስ ሰበይቲ ብዙሕ ኣይትዛረብ . . . እቲ ምስ ጓል ኣንስተይቲ ብዙሕ ዝዛረብ ኣብ ገዛእ ርእሱ መከራ የምጽእ ከምኡውን መጽናዕቲ ናይቲ ሕጊ ሸለል ይብል: ኣብ መወዳእታ ኸኣ ናብ ገሃነም ይኣቱ” ኢሉ ይመክር።​—⁠ኣቦዝ 1:⁠5

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ