እግረ ጽሑፍ c ከምዚ ኺበሃል ከሎ ግን ኵሎም እቶም ምስ ህዝቢ የሆዋ ዚገብርዎ ዝነበሩ መጽናዕቲ ዀነ ሕብረት ዘቋረጹ ሰባት: ክፉኣት ተባሂሎም ብመላእኽቲ ንወጻኢ ተደርብዮም ማለት ድዩ፧ ኣይፋልን! ሓደ ሰብ ብሓቂ ናብ የሆዋ ኺምለስ እንተ ደልዩ: እቲ መገዲ ኽፉት እዩ።—ሚል. 3:7