ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

c እቲ ኣብ ዳንኤል 2:44 ዚርከብ፡ “ንዅለን እዘን መንግስትታት እዚኣተን ክትጭፍልቐንን ከተጥፍኤንን” እያ ዚብል ሓሳብ፡ ነተን ብኽፋላት እቲ ምስሊ እተመሰላ መንግስትታት ወይ ሓይልታት ዓለም የመልክት። ምስዚ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ዚኸይድ ካልእ ትንቢት ከኣ፡ “ነገስታት ኵላ ዓለም” ኣብታ “ዓባይ መዓልቲ ናይቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ” ምስ የሆዋ ንኺዋግኡ ኸም ዚስለፉ ይገልጽ። (ራእ. 16:14፣ 19:19-21) ስለዚ እምበኣር፡ እተን በቲ ምስሊ እቲ እተመሰላ መንግስትታት ጥራይ ዘይኰናስ፡ ኵለን መንግስታት እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ኣርማጌዶን ኪጠፍኣ እየን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ