እግረ ጽሑፍ d ብድሕሪ እተን ሽሕ ዓመት ሰይጣንን ኣጋንንቱን ናብቲ “ቐላይ ሓውን ዲንን” ስለ ዚድርበዩ፡ ርእሲ እቲ ተመን ምሉእ ብምሉእ ኪጭፍለቕ እዩ።—ራእ. 20:7-10፣ ማቴ. 25:41።