ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

d ቦኣዝ ንሩት ሽዱሽተ መስፈር ስገም እኳ እንተ ሃባ፡ ክብደቱ ኽንደይ ከም ዝነበረ ግና ኣይፍለጥን እዩ፣ ምናልባት ከምኡ ዝገበረ፡ ልክዕ ከምቲ እተን ዚስርሓለን ሽዱሽተ መዓልትታት ምስ ሓለፋ ዕረፍቲ ሰንበት እትመጽእ፡ ሩት እውን ካብተን ከም መበለት ኰይና ብድኻም ዘሕለፈተን መዓልትታት፡ ዜተኣማምን ቤትን ዚናቢ ሰብኣይን ምስ ረኸበት ከም ‘እተዕርፍ’ ንምሕባር ኪኸውን ይኽእል እዩ። ወይ ከኣ ሩት ነቲ ቦኣዝ ብመስፈሪ መሊኡ ዝሃባ ሽዱሽተ መስፈር እኽሊ ጥራይ ክትስከም ትኽእል ነይራ ትኸውን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ