እግረ ጽሑፍ e ሩት ሓንቲ ኻብተን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሳ ኣብ መስመር ወለዶ የሱስ ዚርከባ ሓሙሽተ ኣንስቲ እያ። ካልእ ኣብ መስመር ወለዶ የሱስ እትርከብ ሰበይቲ፡ እታ ኣደ ቦኣዝ ዝነበረት ራኬብ ወይ ረሃብ እያ። (ማቴዎስ 1:3, 5, 6) ንሳ እውን ልክዕ ከም ሩት እስራኤላዊት ኣይኰነትን ነይራ።