እግረ ጽሑፍ
a እዚ ወንጌላት እዚ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብስም እቶም ብዛዕባ እቲ ናይ ሓቂ ትምህርትታት የሱስ ዝሓሸ ምርዳእ ዘለዎም ሰባት እዩ ዚስየም። ንኣብነት፡ “ወንጌል ቶማስ” ከምኡውን “ወንጌል ማርያም መግደላዊት” ኪጥቀስ ይከኣል። ብጠቕላላ፡ ካብዚ ጥንታዊ ጽሑፋት እዚ፡ 30 ኣቢሉ ዚኸውን ተሰይሙ ኣሎ።