እግረ ጽሑፍ
c እቲ ሚስዮናዊ ዝነበረ ጆን ሃንት፡ ንዝበዝሐ ኽፋል እቲ ብ1847 እተሓትመ ናይ ፊጅኛ ሓድሽ ኪዳን ተርጐሞ። እዚ ትርጉም እዚ፡ ነቲ “ጂዮቫ” ዚብል መለኮታዊ ስም ስለ እተጠቕመ ዚነኣድ ትርጉም እዩ ነይሩ።