እግረ ጽሑፍ
b ምሁራት ኣቐዲሞም ብእብራይስጢ እተተርጐመ ሓድሽ ኪዳን ኣዳልዮም ነይሮም እዮም። ሓደ ኻባታቶም ሲሞን ኣቶማኖስ ዝስሙ ኣብ ከባቢ 1360 ዚነብር ዝነበረ ቢዛንትዩማዊ ፈላሲ እዩ። ካልእ ድማ ኦስቫልት ሽረከንፉክስ ዝስሙ ኣብ ከባቢ 1565 ዚነብር ዝነበረ ጀርመናዊ ምሁር ኪጥቀስ ይከኣል። እዚ ትርጉማት እዚ ግና ፈጺሙ ኣይተሓትመን። ሕጂ ድማ ጠፊኡ እዩ።