እግረ ጽሑፍ a የሆዋ፡ “12 እምኒ መሰረት” እታ ሓዳስ የሩሳሌም ዜቝሙ፡ 12 ሃዋርያት ኪዀኑ መዲቡ ነይሩ እዩ። (ራእ. 21:14) ስለዚ፡ እሙን ኰይኑ ምድራዊ ህይወቱ ዝዛዘመ ሃዋርያ ብኻልእ ኪትካእ ኣየድልን እዩ ነይሩ።