እግረ ጽሑፍ
b መግለጺ ቓላት፦ ጭንቀት ናይ ሻቕሎት ወይ ናይ ዓቕሊ ጽበት ስምዒት እዩ። እዚ ድማ ብሰንኪ ገንዘብ፡ ጥዕና፡ ሽግራት ስድራ ቤት፡ ወይ ብሕታዊ ጸገማት ኪመጽእ ይኽእል እዩ። ብሰንኪ ሕሉፍ ጌጋታትና ወይ ብሰንኪ ኣብ መጻኢ ኼጋጥመና ይኽእል ኢልና እንሓስቦ ነገራት እውን ክንጭነቕ ንኽእል ኢና።