እግረ ጽሑፍ
a ንየሆዋ ብናጽነት ከተምልኽ ኣብ እትኽእለላ ሃገር ዲኻ እትነብር፧ ከምኡ እንተ ዄንካ፡ ነዚ እዋን ሰላም ብኸመይ ትጥቀመሉ ኣለኻ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ንኣሳ ንጉስ ይሁዳን ኣብ ቀዳማይ ዘመን ንዝነበሩ ክርስትያናትን ብኸመይ ክትመስሎም ከም እትኽእል ትምህር። ንሳቶም ነቲ ሰላም ዝነበረሉ ግዜ ብጥበብ ተጠቒሞምሉ እዮም።