እግረ ጽሑፍ d መግለጺ ስእሊ፦ ያስሚን ካብ ሰብኣያ ምጽራር የጋጥማ፣ ሽማግለታት ግና ጽቡቕ ምኽሪ ይህብዋ። ንሳ ኸኣ ንፍዕቲ ሰበይቲ ትኸውን፡ ንሰብኣያ እውን ምስ ሓመመ ትከናኸኖ።