ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 99
  • ኣእላፋት ኣሕዋት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣእላፋት ኣሕዋት
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • እቲ ኻልኣይ ወዮ—ሰራዊት ፈረሰኛታት
    ራእይ እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!
  • ብዛዕባ መላእኽቲ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)—2017
  • መላእኽቲ
    ንቕሑ!—2017
  • ንስኻውን እትሳተፈሉ መጥቃዕቲ ፈረሰኛታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 99

መዝሙር 99

ኣእላፋት ኣሕዋት

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ራእይ 7:9, 10)

  1. 1. ኣእላፋት ኣሽሓት ኣሕዋት፡

    ወረግ’ውን ሚልዮናት፡

    ኣለዉና እሙናት፡

    ኣብ ሓቂ ጽኑዓት።

    እልፊ ኣእላፋት ኢና፡

    ስሙር ሓድነትና፣

    ካብ ኵሉ ህዝቢ፡ ነገድ፡ ቋንቋ፡

    ኣምላኽ ዘውጽኣና።

  2. 2. ኣእላፋት ኣሽሓት ኣሕዋት፡

    ኣብ ኵሉ ነበስር፣

    ‘ዝሓሸ ብስራት’ውን’

    ንህዝቢ ንነግር።

    ጸገም ’ተ ’ጋጢሙና፡

    ኣብ ዕዮ ስብከትና፡

    ክርስቶስ የበርትዓና’ዩ፣

    ሰላም ይህበና።

  3. 3. ኣእላፋት ኣሽሓት ኣሕዋት፡

    ኣምላኽ ዚመርሓና፣

    ኣብ ቤተ መቕደሱ’ውን፡

    ነገልግሎ ’ለና።

    እልፊ ኣእላፋት ኢና፡

    ’ወ መሰኻኽሩ፣

    ንኣምላኽ መዓይይቱ ኢና፡

    እነምልኾ ወትሩ።

(ኢሳ. 52:7፣ ማቴ. 11:29፣ ራእ. 7:15 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ