ዘጸኣት 28:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ነቶም ብመንፈስ ጥበብ ዝመላእክዎም ኵሎም ክኢላታት* ተዛረቦም፣+ ኣሮን ካህን ኰይኑ ንምግልጋል ምእንቲ ኪቕደስ ከኣ፡ ክዳውንቲ ኣሮን ይግበሩ። ዘጸኣት 35:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “‘ኵሎም እቶም ካባኻትኩም ክኢላታት*+ ዝዀኑ ይምጽኡ፡ ንዅሉ እቲ የሆዋ ዝኣዘዞ ኸኣ ይግበሩ፣