-
ዘሌዋውያን 13:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 እቲ ኻህን ከኣ ነቲ ኣብ ቈርበቱ ዘሎ ረኽሲ ይመርምሮ። እቲ ኣብቲ ረኽሲ ዘሎ ጸጕሪ ምስ ዚጽዕዱ፡ እቲ ረኽሲ ድማ ካብቲ ቘርበት ጐድጒዱ ምስ ዚርአ፡ ሕማም ደዌ እዩ። እቲ ኻህን ከኣ ይመርምሮ፡ ርኹስ ምዃኑ እውን ይንገር።