-
ዘሁልቍ 1:33መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
33 ቍጽሪ እቶም ካብ ነገድ ኤፍሬም እተመዝገቡ ድማ፡ 40,500 ነበረ።
-
-
እያሱ 17:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 እያሱ ኸኣ ንቤት ዮሴፍ፡ ንኤፍሬምን ንምናሴን፡ “ንስኻ ብዙሕ ህዝቢ ኢኻ፡ ዓብዪ ሓይሊ እውን ኣሎካ። ሓደ ዕጫ ጥራይ ክትረክብ የብልካን፣+
-