ዘፍጥረት 35:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ደቂ ራሄል፡ ዮሴፍን ብንያምን ነበሩ። ዘፍጥረት 46:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ደቂ ብንያም፡+ ቤላዕን ቤከርን ኣሽቤልን ጌራን+ ንእማንን ኤሒን ሮሽን ሙጲምን ሑጲምን+ ኣርድን።+ 1 ዜና መዋእል 8:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ብንያም+ ንበዅሩ ቤላዕ፡+ ንኻልኣይ ኣሽቤል፡+ ንሳልሳይ ኣሕራሕ፡