ዘፍጥረት 30:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሽዑ፡ ራሄል፡ “ምስ ሓብተይ ሓያል ቅልስ ተቓሊሰ፡ ተዓወትኩ” ኢላ ስሙ ንፍታሌም* ኣውጽኣትሉ።+ ዘፍጥረት 35:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ደቂ ቢልሃ ገረድ ራሄል፡ ዳንን ንፍታሌምን ነበሩ። ዘፍጥረት 46:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ደቂ ንፍታሌም፡+ ያሕጽኤልን ጉኒን የጸርን ሺሌምን።+ 1 ዜና መዋእል 7:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ደቂ ንፍታሌም፡+ ያሕጺኤልን ጉኒን የጸርን ሻሉምን፡—ደቂ ቢልሃ፡+—እዮም።