ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እያሱ 11:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 እያሱ ኸኣ፡ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዘተስፈዎ፡ ንዅላ እታ ምድሪ ሓዛ፣+ ሽዑ፡ እያሱ ንእስራኤል ርስቲ ኽትከውን፡ በብግዲኦም ኣብ መንጎ ነገዳቶም ክትመቓቐል ሃቦም።+ እታ ምድሪ ድማ ካብ ውግእ ዓረፈት።+

  • እያሱ 14:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 እቲ እስራኤላውያን ኣብ ምድሪ ከነኣን ርስቲ ገይሮም ዝወሰድዎ እሞ፡ ካህን ኣልኣዛርን እያሱ ወዲ ነዌን ርእስታት ማይ ቤታት ነገዳት እስራኤልን ዘውረስዎም እዚ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ