ዘሁልቍ 33:54 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 54 ነታ ምድሪ ኣብ መንጎ ዓሌታትኩም ብዕጫ ተማቒልኩም+ ተረስተይዋ። ነቶም ብዙሓት፡ ርስቲ ኣግፍሑሎም፣ ነቶም ሒደት ከኣ፡ ርስቲ ኣንእሱሎም።+ ነፍሲ ወከፍ ኣብታ ዕጫኡ ዝበጽሓቶ ይረስተ። በብነገዳት ኣቦታትኩም ተረስተዩ።+
54 ነታ ምድሪ ኣብ መንጎ ዓሌታትኩም ብዕጫ ተማቒልኩም+ ተረስተይዋ። ነቶም ብዙሓት፡ ርስቲ ኣግፍሑሎም፣ ነቶም ሒደት ከኣ፡ ርስቲ ኣንእሱሎም።+ ነፍሲ ወከፍ ኣብታ ዕጫኡ ዝበጽሓቶ ይረስተ። በብነገዳት ኣቦታትኩም ተረስተዩ።+