ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 34:13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ሙሴ ድማ ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢሉ ኣዘዞም፦ “ከምቲ የሆዋ ንትሽዓተ ነገድን ፈረቓን ክትውሃብ ዝኣዘዞ ጌርኩም ብዕጫ ተማቒልኩም እትርስተይዋ ምድሪ እዚኣ እያ።+

  • እያሱ 14:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 ከምቲ የሆዋ ብሙሴ ኣቢሉ ዝኣዘዞ፡ ነቶም ትሽዓተ ነገዳትን ንፍርቂ ነገድን ርስቶም ብዕጫ ሃቦም።+

  • እያሱ 17:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 ንሳተን ድማ ኣብ ቅድሚ ኻህን ኣልኣዛርን+ ኣብ ቅድሚ እያሱ ወዲ ነዌን ኣብ ቅድሚ እቶም ሹማምንትን ቀሪበን፡ “የሆዋ ንሙሴ፡ ኣብ መንጎ ኣሕዋትና ርስቲ ኺህበና ኣዚዝዎ እዩ” በላ።+ ከምቲ ትእዛዝ የሆዋ ኸኣ፡ ኣብ መንጎ ሓወቦታተን ርስቲ ሃበን።+

  • እያሱ 18:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ንስኻትኩም ድማ ነታ ምድሪ ኣብ ሸውዓተ ግደ ጽሓፍዋ፡ ናብዚ ናባይ ከኣ ኣምጽኡለይ፣ ኣነ ድማ ኣብዚ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽና ዕጫ ኸውድቐልኩም እየ።+

  • ምሳሌ 16:33
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 33 ዕጫ ናብ ሕቝፊ ይወድቕ፣+

      ኵሉ እቲ ብእኡ ዚውሰን ውሳነ ግና ካብ የሆዋ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ