ዘጸኣት 6:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ኣሮን ድማ ንኤሊሼባ ጓል ኣሚናዳብ ሓብቲ ነኣሶን፡+ ሰበይቱ ኽትኰኖ ወሰዳ። ንሳ ኸኣ ንናዳብን ንኣቢሁን ንኣልኣዛርን ንኢታማርን ወለደትሉ።+ ዘጸኣት 24:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሙሴን ኣሮንን ናዳብን ኣቢሁን 70 ኻብ ዓበይቲ እስራኤልን ኰይኖም ደየቡ፣