እብራውያን 3:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንመንከ እዩ ኣምላኽ ን40 ዓመት ዝፈንፈኖም፧+ ነቶም ዝሓጥኡ እሞ ሬሳኦም ኣብ በረኻ ዝወደቐ ደይኰነን፧+