ዘሁልቍ 26:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ጸሎፍሓድ ወዲ ሔፈር ድማ ኣዋልድ እምበር፡ ኣወዳት ኣይነበርዎን፣+ ስም እተን ኣዋልድ ጸሎፍሓድ ከኣ፡+ ማሕላ፡ ኖዓ፡ ሖግላ፡ ሚልካ፡ ቲርጻ ነበረ።