መዝሙር 106:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ኣብ ማይ መሪባ* ድማ ኣዀረይዎ፣ብሰሮም እውን ሙሴ ተጐድአ።+ መዝሙር 106:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ንመንፈሱ ኣመረርዎ፣ብኸናፍሩ ድማ ብታህዋኽ ተዛረበ።+