ዘዳግም 34:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንእያሱ ወዲ ነዌ ድማ፡ ሙሴ ኢዱ ስለ ዘንበረሉ፡ መንፈስ ጥበብ መልኦ፣+ እስራኤላውያን ከኣ ሰምዕዎ፡ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ እውን ገበሩ።+ ግብሪ ሃዋርያት 6:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እዚ ዘረባ እዚ ንዅላቶም ባህ ኣበሎም፣ ነቲ እምነትን መንፈስ ቅዱስን ዝመልኦ እስጢፋኖስን ንፊልጶስን+ ንጵሮኮሮስን ንኒቃኖርን ንጢሞንን ንጰርሜናስን ንኒቆላዎስ እቲ ጵሮሴሊት ብዓል ኣንጾክያን ሓረዩ። 6 ናብ ሃዋርያት ድማ ኣምጽእዎም፣ ንሳቶም ከኣ ጸልዮም፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም።+
5 እዚ ዘረባ እዚ ንዅላቶም ባህ ኣበሎም፣ ነቲ እምነትን መንፈስ ቅዱስን ዝመልኦ እስጢፋኖስን ንፊልጶስን+ ንጵሮኮሮስን ንኒቃኖርን ንጢሞንን ንጰርሜናስን ንኒቆላዎስ እቲ ጵሮሴሊት ብዓል ኣንጾክያን ሓረዩ። 6 ናብ ሃዋርያት ድማ ኣምጽእዎም፣ ንሳቶም ከኣ ጸልዮም፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም።+